ብርሃን ወንጌል ሕብረት ቤተክርስትያን ኣብ ጁባ
  • ቀንዲ ገጽ
  • ብርሃን ወንጌል
    • ራኢና
    • ድሕረ-ባይታና
    • መሰረተ እምነትና
    • ቅርጽን ምሕደራን ማሕበር
    • መልእኽቲ ጓሶት ማሕበር
    • ነገልግለሉ ቦታ
  • መንፈሳዊ ኣገልግሎታትና
    • ኣምልኾን ቃል-ኣምላኽን
    • አገልግሎት ጸሎት
    • ኣገልግሎት ፈውሲ
    • ናይ ኣባይቲ መጽናዕቲ መ. ቅዱስ
    • መንፈሳዊ ትምህርቲ
    • መንፈሳዊ ምኽርን ማዕዳን
    • ርሕሩሕ ሳምራዊ
    • ክፍሊ መዘምራን
    • ክፍሊ ወንጌላውያን
  • ካላንደርና
  • ዜና/ሓበሬታ
  • ስብከታት/ትምህርቲ
    • ስብከታት
    • ፍርቂ ሰሙናዊ ትምህርቲ
    • ትምህርቲ ወደ-መዝሙር
    • ትምህርቲ ድሕነት
  • ትሕዝቶታትና
    • መድለይ ጹሑፋት
    • ኣርካይቭ ጽሑፋት
    • ዝቅዳሕ ጹሑፋት
    • ብተደገጋሚ ዝሕተቱ
    • መዛሙርና
  • ርኸቡና
  • ድጋፍ
  • ራኢና
  • ኣገልግሎት ጸሎት
  • ኣገልግሎት ፈውሲ
  • ኣገልግሎት ርሕሩሕ ሳምራዊ
  • ኣባይቲ መጽናዕቲ መ. ቅዱስ
  • ክፍሊ መዘምራን
  • ክፍሊ ወንጌል
  • መንፈሳዊ ምኽርን ማዕዳን
Previous Next


                      


አብታ መንግስቲ ኣምላኽ ኩሉና መተዓይይቲ ኢና

1ይ ቆሮ፡ 3፡9 ንሕና መዓይይቲ ኣምላኽ ኢና እሞ ንስኻትኩም ግራት ኣምላኽ ኢኹም፡ ይብል ሃዋርያ ጳውሎስ ንሰብ ቆረንቶስ ክጽሕፈሎም ከሎ። ኩሉ ብየሱስ ክርስቶስ ኣሚኑ ዳግም ዝተወለደ፡ ማሕደር መንፈስ ቅዱስ ዝኮነ ኣማኒ፡ ኣብታ መንግስቲ ኣምላኽ መዓይይቲ ኣምላኽ እዩ። እቲ ዝተዋሃበና ውህበት ጸጋ እኳ በበይኑ እንተኾነ ሮሜ 12፡6 ዕላማ እቲ ውህበት ግና ኣብ ኩሉ ህዝቢ ኣምላኽ ንጹር እዩ። ንሱ ድማ ንስም እግዚኣብሄር ምኽባር ንእካል ክርስቶስ (ማሕበር) ምህናጽ፣ንመንግስቲ ሰይጣን ምፍራስ እዩ። ቆሎ 3፡17 1ይ ቆረ 14፡26 . . . ኩሉ ንምህናጽ ማሕበር ይኹን። ግብ 8፡5-13 በቲ ኣብ ወንጌላዊ ፊልጶስ ተቐሚጡ ዝነበረ ጸጋ ኣምላኽ እታ ኣብ ከተማ ሰማርያ ዝነበረት መንግስቲ ሰይጣን ፈሪሳ፡፡ ስለዚ ድማ እቲ ኣብ ህዝቢ ኣምላኽ ዝተቀመ ጠጸጋ፡ ንእግዚኣብሄር ዘክብር፡ ንማሕበር ኣምላኽ ዝሃንጽ፡ ንመንግስቲ ሰይጣን ዘፍርስን እዩ።

Read more: አብታ መንግስቲ ኣምላኽ ኩሉና መተዓይይቲ ኢና

ራኢና፡ ንእግዚኣብሄር ብቁዕ ህዝቢ ምድላው

ብመሰረት ኣብ ሉቃ 1፡17 “ንሱ ብቁዕ ህዝቢ ንእግዚኣብሄር ኬዳሉ ልቢ ኣቦታት ናብ ዉሉድ፡ ንዘይእዙዛት ድማ ናብ ጥበብ ጻድቃን ክመልስ፡ ብመንፈስ ኤልያስን ብሓይሉን ቀቕድሚኡ ኪከይድ እዩ።” ዝብል ቃል፡ ራኢና ንኣምላክ ዝበቕዕ ህዝቢ ምፍራይ እዩ። እዚ ማለት ነፍሲ ወከፍ ሰብ ነቲ ዝተጸወዓሉ ጽዉዓ ብቑዕ ኮይኑ ከም ዝመላለስ ምግባር እዩ። ኣብ ኤፌ 4፡1 “ነቲ ዝተጸዋዕኩምሉ ጽዉዓ ብቑዓት ኬንኩም ክትመላለሱ እምዕደኩም ኣሎኩ” ይብል።

 

Read more: ራኢና፡ ንእግዚኣብሄር ብቁዕ ህዝቢ ምድላው

መሰረተ እምነትና

 ብርሃን ወንጌል ሕብረት ቤተ ክርስትያን ጁባ ኣብ ጁባ፡ ብሓፈሻ ኣብ ሃገረ ደቡብ ሱዳን ብፍሉይ ድማ ኣብ ከተማ ጁባ ንዘለዉ ብጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ኣሚኖም ዳግም ዝተወልዱ ኩሎም ክርስቲያናት ብዘይ ኣፈላላይ ናይ ሃገር፡ ብሄር፡ ቤተክርስቲያናዊ ድሕረ ባይታ እተሓቁፍ ማሕበር እያ። መሰረት እምነታ ከም ቃል ኣምላኽ ብመሪሕነት መንፈስ ቅዱስ ኮይኑ ከም ኩለን ወንጌላዉያን ማሕበራት በዚ ዝስዕብ መግለጺ እምነት ይትንተን።

Read more: መሰረተ እምነትና

ታሪኽ ቤተክርስትያንና

ብርሃን ወንጌል ሕብረት ቤተክርስትያን ኣብ ጁባ ኣብ’ዚ ሕጂ ዘላቶ ደራጃ ንክትበጽሕ ብዝተፈላለየ መድረኽ ሓሊፋ እያ። እዛ ማሕበር ካብ ኤርትራ ብስራሕ ኢሎም  ብዝመጹ፡ እሞ ኸኣ ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ክርስትያናት ዝነበሩን ብወንጌል ክርስቶስ ኣሚኖም ዳግም እተወልዱን ክርስትያናት ኣሕዋት ኢያ ተመስሪታ።

Read more: ታሪኽ ቤተክርስትያንና

  • You are here:  
  • Home

ሰሙናዊ መደባትና

  • ሰሉስ - ኣባይቲ መጽናዕቲ መ. ቅ.
  • ረቡዕ - ኣገልግሎት ፈውሲ
  • ሓሙስ - መንፈሳዊ ትምህርቲ
  • ዓርቢ - ኣገልግሎት ጸሎት
  • ሰንበት - ኣምልኾን ቃል-ኣምላኽን

ሓደሽቲ ጽሑፋት

  • ኣበይ ኣሎኻ?
  • ግዕዞ ክርስትያን ብመንጽር እተን ኣብ ወንጌል ዮሃንስ ንረኽበን የሱስ ዝገበረን ተኣምራት
  • ናይቲ ንጉስ ኪዳን ምስታ መንግስቲ
  • ዓብዪ ተልእኾ
  • የሱስ ክምለስ እዩ

ብብዝሒ ዝተነቡ

  • መሰረተ እምነትና
  • ክፍሊ ጸሎት
  • ናይ ኣባይቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ
  • ታሪኽ ቤተክርስትያንና
  • ነገልግለሉ ቦታ
  • Create an account
  • Forgot your username?
  • Forgot your password?

    


Back to Top

© 2018 ብርሃን ወንጌል ሕብረት ቤተክርስትያን ኣብ ጁባ