ኩሉኹም መራሕቲ ናይ ኣባይቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንዕለት 18/08/2014 ንዓኹም ዝምልከት ኣኼባ ስለዘሎ ሰዓት 7:00 ድ.ቀ. ኣብ ኣደራሽ ቤተክርስትያን ንኽትርከቡ ብትሕትና ንሕብረኩም።