ኣንታ ንረዲኤተይ
ኣብ ሰማያትን ደበናታትን ዝተወጣሕካ (2*)
እግዚኣቢሄር መን ይመስለካ
እግዚኣቢሄር መን ይወዳደረካ
Read more: ንረዲኤተይ ፍጡን
1 እቲ ዘሎኒ ምስጋና’ዩ ንዓኻ
ካልእ የብለይን መክፈሊ ፍቅርኻ
ተቀበለኒ እቲ ጡዑም ሽቶይ
የቅርበልካለኹ ሕጂውን ምስጋናይ
Read more: ምስጋና’ዩ ዘሎኒ
ኣቱም ትጽዕሩ ጾር’ዛ ዓለም ዝኸበደኩም
ሕያዋይ እየ ናባይ ንዑ ከዕርፈኩም
ኢሉ ይጽዎ ኢዱ ዘርጊሑ ንብዘላ ዓለም
ንዑ ናባይ ሂወት ክትረክቡ ሂወት ዘላለም
Read more: ንዑ ከዕርፈኩም
ኩቡር ዝብሎ ናይ ሂይወተይ
ንዓኻ’ዩ ዎ የሱሰይ
ንዓኻ’ዩ ዎ እምላኸይ
Read more: ኩቡር ዚብሎ